ክፈልጥ ደልየ

ንእሽተይ ከለኹ እቲ ስንክልና ዘለዎ ንእሽተይ ሓወይ ከመይ ጌሩ ምንባብ ከም ዝመሃር ክፈልጥ ይደሊ ኔረ።
ትብዓት ጌረ ንማማ ንክሓታ ብዙሕ ግዜ ወሲዱለይ።
ገለ ኣሰልቻዊ ነገር ክዛረብ ክርከብ ኣይደለኹን።
ምስ ሓተትኩ ግና መልሲ ረኺበ- ምስ መዘኻኸሪኡ።
ኩሉ ግዜ ብዘየገድስ ክሳዕ ክንደይ ግንጢ እዩ እንተ ኣገዲሱኒ ክሓትት ከም ዘለኒ።
እዚ ንስድራቤትን ውሉድን ዕዮ ገዛ እዩ። ንክትሓቱ ድፈሩ!

/ሳራ፣ 11 ዓመት

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson