ጎቦ ጎቦ ኣይትበል

ኣነ ሰብ ትኽ ብትኽ ናብቲ ጉዳይ ክኣቱ ኣለዎ ይመስለኒ።
ምኽንያቱ ገለ ነገር እንተኾይኑ ኣነ ከመይ ምኻኑ ስለ ዝፈልጥ።
ንኣብነት ማማ ገለ ክትዛረብ እንተኾይና።
ሽዑ ብዙሕ እያ ትጥንቐቕ ገለ ሽገር ከምዘየጋጠመ ከኣ ይመስል።
ግና ብዙሕ ግዜ ትብሎ እሞ ጌጋ ይኸውን- ኣይሰማማዕን።
ኣነ ሓደ ሰብ ቕንዕ ኢሉ ነገር ከም ዘለዎ ክዛረብ ኣለዎ ይመስለኒ።
ምኽንያቱ ዝኾነ ኮይኑ ኣብኡ ክጸንሕ ስለ ዝኾነ።

/ከቪን፣ 8 ዓመት

Snackeboda. Bild på en "prata"

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson