ኣነ ሰብ ትኽ ብትኽ ናብቲ ጉዳይ ክኣቱ ኣለዎ ይመስለኒ።ምኽንያቱ ገለ ነገር እንተኾይኑ ኣነ ከመይ ምኻኑ ስለ ዝፈልጥ።ንኣብነት ማማ ገለ ክትዛረብ እንተኾይና።ሽዑ ብዙሕ እያ ትጥንቐቕ ገለ ሽገር ከምዘየጋጠመ ከኣ ይመስል።ግና ብዙሕ ግዜ ትብሎ እሞ ጌጋ ይኸውን- ኣይሰማማዕን።ኣነ ሓደ ሰብ ቕንዕ ኢሉ ነገር ከም ዘለዎ ክዛረብ ኣለዎ ይመስለኒ።ምኽንያቱ ዝኾነ ኮይኑ ኣብኡ ክጸንሕ ስለ ዝኾነ።/ከቪን፣ 8 ዓመት
Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson
Den här webbplatsen använder cookies. Genom att surfa vidare godkänner du att vi använder cookies. Läs mer om cookies Stäng