ክሕወስ ኣይፍቐደለይን

ሓደ መዓልቲ ኣብ ጎደና ወጺአ ክጻወት ከለኹ ንኣዕሩኽተይ ርእየዮም።
ክጎዩ ይኸዱ ኔሮም ኣነ ከኣ ክስዕቦም ይኽእል ተኾይነ ሓቲተዮም።
ሽዑ ከምዚ በሉኒ፣
"ነኖእ፣ ኣይከውንን እዩ. . . ኣብ ዓረብያ ኢኻ ኮፍ ኢልኪ ዘለኺ"።
ኣዝየ ሓዚነ ክበኪ ጀመርኩ ናብ ማማን ፓፓን ገጸይ ድማ ዓረብያይ ዘወርኩ።
ማማን ባባን ኣጸናንዑኒ ኣብ ክንድኡ ዓሳ ክንገፍፍ ክንከይድ ንኽእል እንተኾይንና ድማ ሓተቱኒ- ነቶም ኣወዳት ሸለል በሎም።
ጽቡቕ ርእይቶ እዩ ኢለ ሓሲበ፣ ዋላ እኳ ምንም ዓሳ እንተዘይሓዝና።

/ፓውል፣ 10 ዓመት

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson