ናብ ማማን ፓፓን

ምስ ቈልዑ ክትዛረቡ ከለኹም ነዚ ዝስዕብ ክትሓስብሉ የድልየኩም።
ብዙሕ ካራሜለ ሃቡና።
ከይሸፋፈንኩም እቲ ሓቂ ንገሩ
ንጹራት ኩኑ።
ህዱኣት ኩኑ።
ክርድኡኒ ዝኽእሉ ቃላት ድማ ተጠቀሙ።
እዚ እዩ ናተይ ምኽሪ ነይሩ።
ድሃን ኵኑ!

/ኣለክሳንደር፡ 11 ዓመት

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson