ብኽያተይ ክወጽእ ክኽእል ኣለዎ።

ኣነ ክሓዝን ከለኹ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ይበኪ ወይ ከኣ ንማማ ይነግራ።
ኣደይ ጽቡቕ ኢዩ ኢያ ትብል።
ሽዑ ከተጸነኣኒ ትኽእል ኢያ።
ኵሉ ሰብ ሓደ ሓደ ግዜ ይሓዝን እዩ ትብለኒ።
ሽዑ ከም ዝሓዘንካ እንተ ዘይኣርኢኻዮ፡ ኣብ ርእስኻ ወይ ከብድኻ ተሪፉ ቃንዛ ክገብረልካ ይኽእል እዩ።
እቲ ንብዓት ክወጽእ ከሎ ደስ እዩ ዝብል።
ብኡ ምኽንያት እየ ዝነግር ዘለኹ።

/ኤልቪራ፡ 11 ዓመት

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson