ክብኣሱ ከለዉ የስተብህልሉ እየ።

ወለደይ ነንሕድሕዶም ክበኣሱ ከለዉ፡ ዘስተብህለሉ ኣይመስሎምን እዩ።
ናብ ካልእ ክፍሊ ይኸዱ።
ግን ይስማዕ እዩ፡ይጭድሩ እንድዮም።
ዋላ እንተ ዘይጨደሩ፡ ይርኣ እዩ።
ኣብ ንብሶም ይርኣ እዩ።
ከም ገለ፡ ስቕ ይብሉን ማእዳዳ ይኾኑን።
ሓደ ሓደ ግዜ ብዛዕባይ ዝበኣሱ ዘለዉ ስለ ዝመስለኒ ይሓዝን እየ።
ወትሩ ምብኣስ ግደፍዎ ይብሎም እየ።
ኣይትሓዝልና ኢሎምኒ። ከምኡ'ውን ብዛዕባ ናይ ዓበይቲ ሰባት ጕዳይ ሙኳኑ ነጊሮሙኒ።
ከምኡ ምባሎም ጽቡቕ እዩ።
ካብታ ግዜ እቲኣ ኣቲሒዞም፡ ብዛዕባ እንታይ ክሓርቁ ከም ዝክእሉ ኣብ ምንጋር ኣዚዮም ተመሓይሾም።
ጽቡቕ እዩ።

/ዳቪድ 8 ዓመት

Snackeboda. Bild på en ”prata”

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson