ብርከይ ጥራይ ኢዩ ነይሩ!

ብዙሕ ግዜ ይሓምምን ኣብ ሆስፒታል ይድቅስን ስለ ዝነበርኩ፡ እቲ ኣተኩሮ ኵሉ ግዜ ኣብ ልዕለይ እዩ።
እንደ ገና ከይሓምም፡ ኵሎም ዝፈርሑ ይመስሉ።
ኣብ ብርከይ ቃንዛ ስለ ዝገበረለይ ናብ ናይ ቤት ትምህርተይ ኣላዪት ሕሙማት ከይደ።
ንሳ፡በየናይ መንገዲ ኣብ ብርከይ ቃንዛ ይገብረለይ ከም ዘሎ ረኺባቶ።
ዝኾነ ካልእ ብዛዕባ ሕማመይ ገዲፋ፡ ብዛዕባ ብርከይ ጥራይ ኢያ ሓቲታትኒ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ነይሩ።
ልክዕ ከም ካልእ ማንም ኣብ ብርኹ ቃንዛ ዘለዎ ወዲ ክኸውን ክኢለ።

/ካለ 12 ዓመት

Snackeboda. Bild på en ”prata”

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson