ብ ኢሞጂ ጌርካ ስምዒታትካ ግለጽ።

ማሪና ሳሕቲ ግዜ ዑደትን ከም ኣብ ትምህርታት፣ ወይ ኣብ ስድራቤትና ወይ ምስ ኣዕሩኽ ዝግበሩ ንጥፈታን ክትሳተፍ ትደሊ።
ኣነ ከም ኣደ በይና ከይትኸውን ይፈርሕ ሓደሽቲ ነገራት ንምፍታን ከምትደፍር ንክገብር ድማ ይፍትን።
ኣብ ዝኾነ ቓንዛ እንተተሰሚዕዋ ክትሳተፍ ብዘይምኽኣላ ድሕሪት ከስምዓ ኣይደልን።
ሓደ መዓልቲ ብዛዕባ ኣብ ናይ ፓድካልቱር ሓድሽ ክፍሊ ምስ ትሳተፍ ዝርከብ ኩሉ ጽቡቕ ጎድንታት ክዛረባ ምስ ፈተንኩ ዝበለትኒ፣
-ማማ፣ ከተዘናግዕኒ ከም ትፍትኒ ይፈልጥ እየ፣ ግና ተጨንቕኒ ጥራይ ኢኺ ዘለኺ።
ማሪና እንታይ ይስምዓን እንታይ ትሓስብን ኣብምርኣይ ንፍዕቲ እያ።
ጌና ንእሽተይ ከላ ንምስዒታት ቓላት ብምርካብ ኢና ጀሚርና።
ሓንቲ ካብተን ቐዳመይቲ መጻወቲታ ናይ ገጽ ስምዒታት ክትቕይረሉ እትኽእል ግድላት እዩ ኔራ።
ንእሽተይ ጻጸ ክሓርቕ፣ ክሕጎስ ወይ ክምሰጥ ይኽእል ኔሩ።
ሕጂ ኢሞጂ ኢና ንጥቐም- ኣብ ንነንሕድሕድና ንሳደዶ ናይ ሞባይል መልእኽትታት- ኣብ ቕድሚ ነፍሲ ወከፍ ነገራት ከመይ ከም ተሰመዓና ንምርኣይ።
ድሕሪ ጽቡቕ ኩነታት ኣየር ኣሎ፣ ጽሓይ ኣላ፣ ብእግሪ ምዝዋር ጽቡቕ ዝብል መልእኽቲ ናይ ሓደ ኣዝዩ ሕጉስ ሰብ ኢሞጂ ክሰድድ ይኽእል።
ከምዚ ኢላ ክትምልስ ትኽእል፣
''እወ ጽቡቕ''፣ ግና ብትኽ ዝበለ ኣፍ ዘለዎ ሰብ ክትውድኢ ኣለኪ።
ሽዑኡ ጽቡቕ ኩነታት ኣየር ደስ ዘብል ጥራይ ኣይኮነን።
ጠለብ ዝመልኦ ኮይኑ'ውን ክስምዓ ይኽእል እዩ።

/ይልቫ 52 ዓመት፣ ንማሪና ማማኣ

Snackeboda. Bild på en ”prata”

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson