ብሓወይ ይቐንእ

ብሓወይ ይቐንእ እየ። ንሱ ኣብ ኣእጋሩ ድልዱልን ፈጣንን ስለ ዝኾነ።
ኣነ እውን ይደሊ እየ።
እቲ ንሱ ዝገብሮ ነገራት ክገብር።
ግን ጭዋዳታተይ ብልክዕ ብማዕረ ኣይስጕሙን።
ንዕኡ ዘይብሉ ነገራት ንዓይ ኣለኒ።
ኣነ ንኣብነት ኵዕሶ ሰክዔት፣ ምድራፍ፣ ባድሚንቶንን ዛንታታትን ኣለኒ።

/ሶፍያ 12 ዓመት

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson