ክትሓርቕ ከለኻ ዘይምህራም

ክሓርቕ ከለኹ ክብኣስ እየ ዝደሊ።
ኣደይ ክብኣስ ኣይፍቀደንን እዩ እያ ትብለኒ።
ክሓርቕ ይኽእል እየ፡ ክብኣስ ግን የብለይን።
ኣደይ ንኸይብኣስ ክትሕግዘኒ ትኽእል እያ።

/ጋብርየለ 6 ዓመት

Senast uppdaterad 2022-06-02 av Peter Eriksson, ansvarig utgivare Lennart Magnusson