Tecknad bild från filmen, två treckgubbar och ett fotbollsmål. En säger Mål!

Avis på brorsan

ብሓወይ ይቐንእ

ብሓወይ ይቐንእ እየ። ንሱ ኣብ ኣእጋሩ ድልዱልን ፈጣንን ስለ ዝኾነ።
ኣነ እውን ይደሊ እየ።
እቲ ንሱ ዝገብሮ ነገራት ክገብር።
ግን ጭዋዳታተይ ብልክዕ ብማዕረ ኣይስጕሙን።
ንዕኡ ዘይብሉ ነገራት ንዓይ ኣለኒ።
ኣነ ንኣብነት ኵዕሶ ሰክዔት፣ ምድራፍ፣ ባድሚንቶንን ዛንታታትን ኣለኒ።

/ሶፍያ 12 ዓመት

መወዳእታ ብ2018-02-05 ተሓዲሹwermeling, ሓላፍተት ዘለዎ ኣሕታሚ Opratat